ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ

ከውክፔዲያ

ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራኤርትራ ብሔራዊ መዝሙር ነው።

በዓል ደማ እንዳልቀሰ ተደምሲሱ መስዋእታ ብሓርነት ተደቢሱ
መዋእል ነኺሳ አብ ዕላማ ትእምርቲ ጽንዓት ኮይኑ ስማ 
ኤርትራ ዛሓበን ውጹዓት አመስኪራ ሓቂ ከምትዕወት 
ኤርትራ ኤርትራ አብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ 
ናጽነት ዘምጽኦ ልዑል ኒሕ ንህንጻ ንልምዓት ክንሰርሕ
ስልጣኔ ከነልብሳ ግርማ ሕድሪ'ለና ግምጃ ክንስልማ
ኤርትራ ኤርትራ አብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ*፪