በር ውይይት:ታሪክ

Page contents not supported in other languages.
ከውክፔዲያ

Shire endaselassie tube

የትግራይ መንግስት እርዳታ[ኮድ አርም]

ሽረ-እ/ስላሴ ቲዩብ Endaselassie Tube መንግስቲ ክልል ትግራይ፡ ኣብ ክልላት ኣምሓራ: ኦሮሚያ: ጋምቤላን ካልእ ኣከባብን ብዝተፈጥረ ጎንፂ ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 25 ሽሕ ተጋሩ ንምሕጋዝ 500 ሚልዮን ብር ከምዝመደበ ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ። እቲ ገንዘብ ካብ ክልላዊ መንግስቲ: ትእምትን ገበርቲ ሰናይን ዝተረኸበ'ዩ:: ኣብቲ ዘጋጠመ ጎንፂ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ተወለድቲ ትግራይ ብዝምልከት እውን መጽናዕትን ምፅራይን ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ:: DAnCabron (talk) 19:58, 21 ጁላይ 2018 (UTC)[reply]